Neueste Artikel
- 2017 Das Projekt, in Kinito einen Brunnen zu graben, ist ebenfalls gelungen
- 2017 Was ist getan, um das Kindergartengebäude dieses Jahr in Kinito zu verbessern?
- 2017 Was wird getan, um das Kindergartengebäude dieses Jahr in Kinin zu verbessern?
- 2017 Kindergarten Kinder von Kinin & Kinito
- 2016 Das Projekt, in Kinin einen Brunnen zu graben, ist gelungen
- Um Körperlich und geistig fit zu sein und einen gesunden Zustand zu haben, fördern wir verschiedene Sportarten
- Das Team von Zahnärzten Form von Star 4 A Star (S4AS)
- Hilfe für Kinder von Kinin & Knito
PayPal or Bank Konto Nr.
ERDA USA
Bank: Bank of Amerika
Acc. Nr # 138126271630
Routing # 125000024
ERDA Sweden
Bank: Plus giro konto
SE83 9500 0099 60260 1148287
ERDA Ethiopia Addis Abeba KASANCHI BRANCH
Bank: COMERCIAL BANK of Ethiopia
ACC. NR. 1000050777794
ADDISS ABABA
ERDA Ethiopia Mekle
Bank: WEGAGN Bank
ACC. NR. 59 48 70 50 12 977
MEKELE TEL. 094 751 6465
ብዙሕ ነመስግን Wir sind sehr dankbar We are very gratefኡል نحن ممتنون جدا
ህሉው ዓንቀጻት
- ናብ ዝምልከቶም ኩሎም!! - ሓድሽ ፕሮጀክት - ማረምኤ 2020 (ERDA)!!!
- ናብ ዝምልከቶም ኩሎም!!! ዕለት 02/10/2019
- ኣገዳሲ ረዲኤታዊ ጸዋዒት!!! ንመላእ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና!!!
- ሓድሽ ፕሮጀክት ማረምኤ 2019 (ERDA)!!!
- 2017 ሳላ ሓገዛትኩም፡ ፕሮጀክት ዔላ ምዅዓት፡ ኣብ ቅኒቶ ተዓዊቱ
- 2017 ንህንጻ ናይ መዋዕለ ሕጻናት ናይ ቅኒቶ ንምምሕያሽ ዝተፈጸመ ስርሓት
- 2017 ንህንጻ ናይ መዋዕለ ሕጻናት ናይ ክኒን ንምምሕያሽ ዝተፈጸመ ስርሓት
- 2017 መዋእለ ሕጻናት ቅኒቶን ክኒንን
- Details
ካብ 2012 ንደሓር ካብ ዲክታቶርያዊ ግፍዒ መንግስቲ ኤርትራ ነጻ ኰይኑ ዝርከብ ከባቢ ኣሎ። ሎሚ እተን ክልተ ዓድታት ቅኒቶን ክኒንን ባዕላተን ብደመክራሲያዊ መንገዲ ብዝመረጻኦም ነናታውተን ሽማግለታት ኪመሓዳራ ይርከባ ኣለዋ። እዘን ሽማለታት እዚኣተን ሎሚ ዝዀነ ይኹን ዓይነት ሓገዝ የድልየን ኣሎ።
- Details
ማሕበርና፡ ዘይመንግስታዊ ዘይፖለቲካዊ ትርፊ-ኣልቦ ዝዓዪ እዩ። እቲ ናይ ትርፊ ኣልቦነት ምስክርነት ማሕበርና ንኽትርዩ/ያ ኣብ’ዚ ምሉእ ሓሳባትዚ ዝጠውቑ/ቓ።
1 ስም፡ ቤት ጽሕፈትን ናይ ዕዮ ዓውደ ኣዋርሕን ማሕበር
1.1 ማሕበር ብዝስዕብ ስም ይስመ፡ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ዝተ. ማ.
1.2 ቤት ጽሕፈት ማሕበር C/o ኢዮብ መዓሾ፡ ዎልፋርትስቫየረር ስትራሰ ፡ 76131 ካርልስሩሀ፡ እቲ ማሕበር ኣብ ቤት ፍርዲ ማሕበራት ማንሃይም ምይጉብ እዩ።
1.3 ናይ ዕዮ ዓውደ ኣዋርሕን ማሕበር እቲ ዓመታዊ ዓውደ ኣዋርሕ እዩ
2 ዕላማታትን ሸቶታትን ማሕበር
2.1 እቲ ማሕበር ዘለዎ ዕላማ ብመስረት‘ቲ „ካብ ቀረጽ ነጻ ንዝዀነ ሸቶታት ዝምልከት ዓንቀጽ“ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኣብ ኤርትራን ኣብ ናይ መዓስከር ስደተይናታትን ዘለዉ ሰባት፡ ብዘይ ኣፈላላይ ናይ እምነትን ፖለቲካዊ ኣረእኣያን ኣመጻጽኣ መበቈልን፡ ንናይ ሓባር ረብሓ ጉዳያት ዘገልግል መምርሒታት ናይ ግድን ይኽተል።
2.2 ስርሓት ማሕበር፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ስምምዕ ከም ዝነግስ ምግባርን፡ ኣብ ኵሉ ባህላዊ ሸለኻት ዓለምለኻዊ ኣረኣእያን ምጽውዋርን ምክብባርን ንምስፋን ዘቕንዐ ይኸውን፡
2.3 እቲ ማሕበር ነዚ ይስዕብ ዕማማት ብፍሉይ ይከታተል፡
2.3.1 ንኣብ ኤርትራን ኣብ መዓስከር ስደተይናታትን ዘለዉ፡ ደገፋት ንምግባር ገንዘባዊ ይኹን ማተሪያላዊ ሓገዝ የናዲ
2.3.2 ተዓዘብትን ሓገዝትን፡ ናብ ኤርትራን ንመዓስከር ስደተይናታትን ይሰድድ። ሰብኣዊ ሓገዛት ኣብ ኤርትራን መዓስከር ስደተይናታትን ንኪወሃብን ከምኡ'ውን ህዝባዊ መብርህታትን መግለጽታትን ይካየድ። ንግላውን ናይ ገዛእ ረብሓን ዝምልከት ሸቶ ዘይብሉ፡ ኣብ ምህናጽ ሃገረ ኤርትራ ንዝካየድ ናይ ትምህርቲ ኣተዓባብያ ጥዕና ንከባቢ ይኹን ቑጠባዊ ሚዛን ዝምልከት ፕሮጀክትታት ምድጋፍ።
2.3.3 እቲ ማሕበር ንባዕሉ፡ መንቀል ፕሮጀክትታት ኪኸውን ስለ ዝኽእል፡ ንዕኡ ይኸውን ዝብሎ ትካላት የቕውም። ከም’ዚ ዝመሰለ ህላወ ናይ ባዕሉ ፕሮጀክትታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ናይ ዓመታዊ ጠቕላላ ኣኼባ ኣባላት ውሳኔ የድሊ።
2.3.4 ካልኦት ተመሳሳሊ ዕላማታትን ሸቶታትን ዘለወን ማሕበራት፡ ስርሓተን ካብ ቀረጽ ነጻ ብዘይ ጸገም ንምክያድ፡ እዚ ማሕበር እዚ ኣድላዪ ሓባራዊ ዝዀነ ኣገባባት ይፍጽም።
2.4 ነቲ ኣብ ቅዋም ተዘርዚሩ ዘሎ ሸቶታት ኣብ ግብሪ ንምውዓል ዘድሊ ካብ ውጽኢታት ኣባላትን፡ ህዝባዊ ሓገዛት ብምካብን፡ ካብ መንግስታዊ ደገፋትን ይኸውን።
2.5 እቲ ማሕበር ብመሰረት’ቲ ናይ ሓባር ረብሓ ዝምልከት “ካብ ቀረጽ ነጻ ዝዀነ ሸቶታትን” እቲ ናይ እቶት ኣገባብ ከምኡውን በቲ ነፍሲ ወከፉ ኣብ ገጊዜኡ ዝፈቕዶ ሕጊ መሰረት ዝምራሕ ይኸውን። ስርሓት ማሕበር፡ ትርፊ ንምካብ ኣይኰነን። እቲ ማሕበር ንርሰይ ከይበለ ዝሰርሕን፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ቁጠባዊ ሸቶ ቀዳምነት ዘይህብሉን እዩ።
2.6 መሳርሒታት ማሕበር፡ ቅዋም ንዝንጽሮም ሸቶታት ጥራሕ ኪውዕል ይግባእ። ኣባላት ማሕበር ካብ መሳርሒታት ማሕበር ኣበል ኣይወስዱን። ዝዀን ይኹን ሰብ፡ ንሸቶታት ማሕበር ጓና ንዝዀኑ ወይ’ውን ብዘይተመጣጠነ ልዑል ጉንዖ ኪከሓስ የብሉን።
2.7 ኵላቶም ኣባላት፡ ናይ ኣካላት መሪሕነት ማሕበር፡ እዚ ቅዋም’ዚ ፍሉይ መምርሒ ክሳዕ ዘይሃበ፡ ኣበል ኣይወሃቡን።
Management responsibility Various ERDA branchen
Latest Articles
- 2017 The project of digging a water well in Kinito has also succeeded
- 2017 What is done to improve the kindergarten building this year in Kinin
- 2017 Kindergarten Kids by Kinin & Kinito
- 2016 The project of digging a water well in Kinin has succeeded
- To be fiscally and mentally fit and have a healthy condition we encourage different kinds of sport
- The Team of dentists form of Star 4 A Star (S4AS).
- Help given to children of Kinin & Knito
- 2015 Eye examination & Distribution of eyeglasses in the villages of Kinito & Kinin
أحدث المقالات
- 2017 كما نجح مشروع حفر بئر مياه في كنيتو
- 2017 ما الذي سيتم عمله لتحسين مبنى رياض الأطفال في كينيتو هذا العام؟
- 2017 ما الذي تم القيام به لتحسين مبنى رياض الأطفال هذا العام في كينين
- 2017 روضة أطفال بواسطة كينين و كينيتو
- وقد نجح مشروع حفر بئر مياه في كينين2016
- أن تكون ماليا وعقليا مناسبا ولها حالة صحية نشجع أنواع مختلفة من الرياضة
- فريق من أطباء الأسنان شكل نجمة 4 نجوم (S4AS)
- مساعدة المقدمة للأطفال من كينين ونيتو
መድለዪ Search Suche بحث
ኣብ መርበብ መን ኣሎ Who's Online Wer ist online المتواجدون حاليا
We have 67 guests and no members online