When the first ERDA members from Germany Sweden Canada USA etc. learned about these two villages of Kinito and Kinin, they have decided an to visit them.

ንትምህርቲ ዝበጽሑ ቆልዑት ቅኒቶን ክኒንን ኣብታ እብ ጥቓ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን እትርከብ ቤት ትምህርቲ ማዕበል ኪቕጽሉ ብምሕዳር ትግራይ ተፈቒዱሎም። ንኩነታት ቅኒቶን ክኒንን ከመይ ከም ዝዀነ ንኪዕዘቡ ዑደት ዘካየዱ ኣባላት ማሕበር ረድኤትን ልምዓትን ኤርትራ ንተን ካብ ማሕበር መንእሰያት ካናዳ YEP  ዝተዋህባ ናይ ኮምፒዩተር ሓገዛት ድማ ኣበርከቱ።

ክብ ሃገር ጀርመን፡ ሃገር ሽወደን፡ ካናዳ፡ ሕቡራት ሃገራት እሜሪካ፡ ናብ'ተን ኣብ ዶብ እትዮ-ኤርትራ ዝርከባ ዓድታት ኪኒንን ቅኒቶን።

መድለዪ Search Suche بحث

ኣብ መርበብ መን ኣሎ Who's Online Wer ist online المتواجدون حاليا

We have 14 guests and no members online