ክቡራትን ክቡራንን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኣባላትን ደገፍትን ተሓባበርትን ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ድሕሪ ክቡር ሕውነታውን ብጻያውን ሰላምታና ኣብ እተካይድዎ ዘለኹም ዘይሕለል ንህዝባዊ መሰለን ክብርን ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ብሽምናን ብሽም መላእ ስደተኛታት ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን ኤርትራውያን ልባዊ ትምኒትና ክንገልጸልኩም ንፈቱ። ምንባብ ንምቕጻል ኣብዚ ይጠወቕ

መድለዪ Search Suche بحث

ኣብ መርበብ መን ኣሎ Who's Online Wer ist online المتواجدون حاليا

We have 12 guests and no members online