ናብ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኣባላትን ፈተውትን ደገፍትን ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ ብሓበራ ።
ክቡራትን ክቡራንን ኣሓትን ኣሕዋትን ብመጀመርታን ቅድሚ ኩሉን ኣብ ዘለኹሞ ናይ ስደት መናባብሮ ጥዕናኹም ተሓልዩ ብሰላም ክትህልዉ ካብ መላእ ስደተኛታት ኣሓትኩምን ኣሕዋትኩምን ኤርትራውያን ክቡር ልባዊ ሰላምታን ምስጋናን ብመንገዲ ማሕበርኩም ማሕበር ህዝቢ ዝኾነት!! ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ፡ ማረምኤ (ERDA) ከነማሓላልፈልኩም ንፈቱ። ዝያዳ ንምንባብ ኣብዚ ይጠወቕ