ፕሮጀክት ዔላ ምዅዓት፡ ኣብ ቅኒቶ ተዓዊቱ። ንዅላቶም ሓገዝትና እነቕርቦ ምስጋና ወሰን የብሉ፡ ኣብ ዝቕጽል መደባትና'ውን ደገፋትኩም  ኣይፈለየና ንብል። እዚ እዋን'ዚ ብፍላይ ንኣመሓደርቲ ከተማ ካርልስሩሀ በቲ ዝገበሩልና ዝነኣድ ሓገዝ ልዑል ምስጋናና ነቕርብ።

ፕሮጀክት ዔላ ምዅዓት፡ ኣብ ክኒን ተዓዊቱ። ንዅላቶም ሓገዝትና እነቕርቦ ምስጋና ወሰን የብሉ፡ ኣብ ዝቕጽል መደባትና'ውን ደገፋትኩም  ኣይፈለየና ንብል።

እታ ብ2015/16 ኣብ ክሊኒካት መዓስከር ስደተኛታት ሰሜን ኢትዮጵያ ኣስናን ስደተኛታት ብምሕካም ዝሓገዘትና ጉጅለ ሓኻይም ስኒ ናይ ስታር ፎር አ ስታር (Star 4 A Star - S4AS) እነሀት

ማሕበርና ነርባዕተ መዓልታት ኣዒንቲ መርሚሩ ዝግባእ መነጽራት ዝዕድል ክኢላ ኣቶ ኣሸናፊ ብምቝጽር ስርሓት ተኻይዱ። እቲ መነጽራት ብኣባልና ወዘሮ ማርዮን ሽፕረንጋር ንስደተኛታት ክዕድል ተባሂሉ ዝለገሳልና ህያብ እዩ።

መድለዪ Search Suche بحث

ኣብ መርበብ መን ኣሎ Who's Online Wer ist online المتواجدون حاليا

We have 46 guests and no members online