Eritrean Relief & Development Association - member of WwERDA, branches in Germany, Sweden, Ethiopia and the USA ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ - ኣባል ናይ WwERDA, ጨንፈራት ኣብ ጀርመን, ስዊደን, ኢትዮጵያን ኣመሪካን

ንኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምርዳእ ዝዓለመ ፕሮጀክትታት፡ ማሕበር ረድኤትን ምዕብልናን ኤርትራ ዝ. ማ. ሓገዝኩም/ክን ንምብርካት ንሓትት። ኣብዚ እዋን’ዚ ጽዑቕ ሓገዛትና ነቲ ምሕዳስ ዘድልዮ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ብስድራቤታት ኤርትራውያን ስደተኛታት  ዝተተኽለ  ኣብያተ ትምህርትን ተመሃሮን ኣብ ዝምልከት ፕሮጀክት ተጸሚድና ንርከብ።

ብእተበርክትዎ ሓገዛትክን/ኩም ን

  • መግዝእ ጀነረይተር

            እቲ ኣብ መምሃሪ ክፍልታት ዝህሉ ሙቐት መብዛሕትኡ እዋናት ሎዕሊ 40 ሰንቲግረድ ይበጽሕ

  • ክሕደስ ዝግብኦ ህንጻታት

           ብዝዘነበ እዋን ዝነጥብ ናሕሲ ስለ ዘለዎ

  • ወርሓዊ ክፍሊት ተመሃሮ ንክማላእ

           እዚ ምስ ዝፍጸም ድማ እዩ ተመሃሮ ምስክር ወረቐቶም ክጭብጡ ዝኽእሉ

  • ደሞዝ መማህራን ምኽፋል ክማላእ ክከኣል ምእንቲ

           ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ ብኸፊል ስል ዝካየድ ዘሎ

Über uns

Eritrean Relief & Development Association e.V.

ማሕበር ረዲኤትን ምዕባለን ኤርትራ (ERDA e.V.)
Mitglied im Dachverband Worldwide Eritrean Relief & Development Association (WwERDA) – Board of Directors.

Kontakt: administration@relief-eritrea.org